ዓሌታዊ ሰርዓት ህግድፍ ንስውር ጃምላዊ ቅትለት ንምፍጽም ይዳሎ!!

ህዝቢ  ኤርትራ ድ ሕሪ መ ሪር ብረታ ዊ ተጋድሎ  ናጽነቱ ኣብ 1991 እኳ  እንተተጎናጸፈ ካብ  ናጽነት  ትጽቢት ዝግበረሉ ሓርነት  ሰባት  ከም  ሕልሚ   ኮይኑ በኒኑ ኢዩ ተሪፉ።

ኣገዛዝኣ ጨ  ፍለቕቲ  ስርዓታት  ብባህርያቶም  ንዝተፈላለዩ ህዝብታት ዝተፈላለየ ዓይነት ኢዮም  ንሓደ ገለ መ ሰላቱ ጥራሕ  ክትንከፍ  ከሎ  እቲ  ካልእ ናይ ህላወን ጽንተትን ዕጫ ዩ ዝህልዎ ፡ሰብ  ይፍለጥ ኣይፍለጥ ግን ገበትቲ  ስርዓታት ዘይው ጽዖም  ሰባት የ ልቦን ካብ  እሙ  ናት ኣገልገልቱ  ኮነ ናይ ማ ዕዶ  ደገፍቱ  ክሳብ  እቶም  መ ሰላቶም  ዝፈልጡ  ተቓወምቱ  መ ልክዑ  ጥራ ሕዩ ዝፈላለ ። በዚ መ ልክዕ ናይ ብሄረ ዓፋር ወ ጽዓ ም በኣር ም ጽናት  ህላወ  እቲ  ብ ሄርዩ      ደኣ ም በር ሓደን ክልተን መ  ሰላት  ጥራሕ  ዝጎደሎ  ህዝቢ ኣይኮነን። [Read more]

You Might Also Like

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *